Duration 2:45

ብልዑል ሰብኣዊ ርህራሀ ምኽንያታት ተቐቢሎምኒ- በይኖም ዝመጹ ትሕቲ-ዕድመ ሓተትቲ ዑቕባ (Tigrinia)

79 watched
0
0
Published 18 Dec 2020

ፍቓድካ ደረታት ኣሎዎ ዝብል ደብዳቤ (ውሳኔ) ካብ UDI ወይ UNE ኣብ ኖርወይ ክትቅመጥ ተፈቒዱልካ ኣሎ ግን መንነት-ሰነዳት ብዘይምርካብካ ፍቓድካ ደረታት ኣሎዎ ዝብል ደብዳቤ (ውሳኔ) መጺኡካ፧ እቲ ፍቓድ "ብልዑል ሰብኣዊ ርህራሀ ምኽንያታት ተቐቢልናካ ኣለና፡ ብሰንኪ ንመንነትካ ክገልጽ ዝኽእል መንነት-ሰነዳት ብዘይምህላውካ ድማ ደረት ዘለዎ እዩ ተባሂሉ ዝጽዋዕ፡ (ሕጊ ጉዳያት ወጻእተኛታት ዓንቀጽ 38/5 )"።እቲ ፍቓድ "ብልዑል ሰብኣዊ ርህራሀ ምኽንያታት ተቐቢልናካ ኣለና፡ ብሰንኪ ንመንነትካ ክገልጽ ዝኽእል መንነት-ሰነዳት ብዘይምህላውካ ድማ ደረት ዘለዎ እዩ ተባሂሉ ዝጽዋዕ፡ (ሕጊ ጉዳያት ወጻእተኛታት ዓንቀጽ 38/5 )"። ከምዚ ዓይነት ፍቓድ ንዓኻ እንታይ ማለት ከምዝኾነን እዞም ደረታት ንኽለዓሉልካ እንታይ ክትገብር ከምትኽእልን ሓበሬታ ክወሃበካ እዩ።

Category

Show more

Comments - 0